ዝተባብዐ ብናይ ማዕርንት ኣካል ናይ ከተማ ፓዳርቦርን ናይ ሓደጋካርድ ን ደቂ ኣንስትዮ
ብመሰረታዊ ቅዋም ጀርመን ደቂ ኣንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን ማዕረ ኢዮም ማንም ሰብ ብነብሳዊ ወ ይካ ብዘረባ ክጉዳእ ፍቑድ ኣይኮነን ብዝተጠቕሳ ቴሌፎ ናት ደቂ ኣንስትዮ ንበብዓይነቱ ኩነት ንዝተሽገራ ህ ጹጽ ሓገዝ ክረኽባ ይኽእላ
Tigrinisch 12/16
ርድኤት ፖሊስ& 110 * መጥፈት ሓዊ/ ኣምቡላንስ& 112 * ተጻብኦ ጸረ ደቂ ኣንስትዮ& 080 00 / 11 60 16* ሓገዝ ተለፎን ንዝተጨነቃ ነብሰ ጾራት& 08 00 / 4 04 00 20 ቦታ ምእለይ ን መንእሰያት ደቂ ኣንስትዮ ክሳብ 18 ኣመት& 0 52 58 / 98 73 መዕቆቢ ደቂ ኣንስትዮ/ ግዝያ መቐመጢ ካብ 18 ዕድመ ከማኡ ውን ምስ ደቀ
ን
መዕቆቢ ዛልስኮትን Salzkotten መዕቆቢ ፓዳርቦር
ን Paderborn& 0 52 58 / 98 74 80 & 0 52 51 / 51 51 መንፈሳዊ መእልየ (ፕሳይኮሎጊካል)& 08 00 / 1 11 01 11* & 08 00 / 1 11 02 22* ሎቢ-ህጹጽ ንቆልኡን መንአሰያትን Lobby& 0 52 51 / 20 74 69 & 01 70 / 2 26 94 51 ብቁዕ ሞያዊ ምኽሪ ጸረ ዓማጻዊ መርዓ& 05 21 / 5 21 68 79 www.zwangsheirat-nrw.de ቁጽሪ ጸረ ጓሂ& 08 00 / 1 11 03 33* www.nummergegenkummer.de ጸረ ድቂ መድሓኒትwww.pille-danach.de ምኽሪ ኣካል ጸረ ጾታዊ ርክብ ዘበታዊ ጽቕቲ ን ደቂ ኣንስቲዮ በላ ዶና Belladonna ሊሊትህ Lilith& 0 52 51 / 1 21 96 19 & 0 52 51 / 2 13 11 ምኽሪ ኣካል ነብሰ ጹራትን ወ ኣብ ግርጭት ዝርከባ ነበሰ ጾራት ድያኮኒ ፓዳርቦርን- ሆክስተር. Diakonie ዶኖም ቪተያ donum vitae e.V.
& 0 52 51 / 5 40 18-40 www.diakonie-pbhx.de & 0 52 51 / 3 98 27 50 www.paderborn.donumvitae.org ሓገዝ ንተሰካሚ ቫይረስ& 0 52 51 / 28 02 98
ህጹጽ ርድኤት ኣብ መዲኮ MediCo Hu& 0 52 51 / 28 06 00 sener Str. 48, 33098 Paderborn
* ነጻ ክፍሊት ካብ ሞባይልን ናይ ገዛ ቴሌፎንን