• Keine Ergebnisse gefunden

Tigrinisch

N/A
N/A
Protected

Academic year: 2022

Aktie "Tigrinisch"

Copied!
32
0
0

Wird geladen.... (Jetzt Volltext ansehen)

Volltext

(1)

ቀዳማይ እግሪ ኣብ ጀርመን

እንኳዕ ብደሓን መጻእኩም!

(2)

ቀዳማይ እግሪ ኣብ ጀርመን

እንኳዕ ብደሓን መጻእኩም!

(3)

እንቅቋዕ ብድሓን መጻእኩም ናብ ጀርመን፣

እዚ መጽሓፍ እዚ ንመባእታዊ ቋንቋ ጀርመን ብቅልል ዝበለ መንገዲ ይሕግዘኩም ከምኡ ውን ንክትመሃሩ የተበባዓኩም.

ጠቃሚትን ብቅልል ዝበለ ንጀመርቲ እትመርሕን ኮይና ፥ ፊደላት፡ ኣገደስቲ ሙሉኣት ሓሳባት፡ገለ ካብ ቀንዲ ግራመራት ናይ ቋንቋ ጀርመን ከምኡ ውን ኣብነታት ኣብ መዓልታዊ ሂወትና እንጥቀመሎም ዝርርባት ተጠቃልል ።.

ተሓጒስኩም ከተጽንዕዎ ንምነ!

ሕብርታት

(4)

ፊትደላ

ሰማፌሮ

ኩዕሶ

ኮምፒተር

ሰልዲ ወይ ገንዘብ

ኢድ

መሳርሒ ሙዚቃ

ጃኬት

ቆልዓ

ማንካ ሓርማዝ

ሰበይቲ ኒኬሊ

አደ

አፍንጫ

እዝኒ

መንነት

ውሕጅ

ጎማ ብሸግለታ

(5)

ጸሓይ

መዓጾ

ሰዓት

ዑፍ

ፈትሊ

ዓይነት መሳርሒ ሙዚቃ

መርከብ

ጋዜጣ

ቱፋሕ

ዘይቲ

ሙኒኽ

[ ከተማ ናይ ጀርመን]

(6)

ቀዳማይ ዝርርብ

ሃለው፡ ከመይ ኣለኻ?

ጽቡቅ ኣለኹ...

መን ስምኪ?

ሃለው፡ ከመይ ኣለኻ?

ጽቡቅ ኣለኹ...

ኣነ ስመይ...

መን ስምክን?

ኣነ ስመይ...

ይቅሬታ!

ይቅሬታ፡ ስዓት ክንደይ

ኮይኑ? ስዓት 2፣00 ኮይኑ.

ደሓን ኩን! ፡ ቻው,ቻው ! ቻው ቻው!

ኣነ ጸሚአ.

ኣነ ጠምየ.

በጃኻ ገለ ዝስተ ደልየ ነይረ.

በጃኻ ገለ ዝብላዕ ደልየ ነይረ.

(7)

ኣገዳሲ!

ውልቃዊ ኣጸዋውዓ

ሰላም ሃይ

ደሓን ኩን ቻው ቻው በጃኻ/ገንዘብካ የቀንየለይ

ብጣዕሚ የቀንየለ እወ

ኣይኮነን

እንታይ ኢልካ?

በጃኻ ቀስ ኢልካ ተዛረብ!

ይቅሬታ, ኣይትሓዘለይ!

መኽዘን ጓሓፍ

የቀንየለይ!

ኣነ ንስኻ

ንስኻ ወይ ንስኺ ናይ ኣኽብሮት ንሱ

ንሳ እቲ ንሕና ንስኻትኩም

ንስኻትኩም ናይ ኣክብሮት ንሳቶም

(8)

ምልላይን ምስንባትን

ኣብ ናይ ንግሆ ከመይ ሓዲርካ

ሙሉእ መዓልቲ

ክመሲ እንከሎ ከመይ ኣምሲኻ

ኣብ ለይቲ ደሓን ሕደር.

ቻው ቻው

ደሓን ኩን ከመይ ማክስ

ከመይ ፔተር ከመይ ዊዒልኪ ወይዜሮ ሚለር

ሰላማት ኣቶ በርገር.

ሰላም

(9)

ቁጽርታት

ከመይ ፔተር

ኣብ ሙኒኽ 1.500.000 ህዝቢ ይነብር ጀርመን 82.000.000 ህዝቢ ኣለውዋ

ኣማሓዳሪ ሙኒኽ ዲተር ራተር ንመበል 1.5 ምልዮን ብ 8 ግንቦት

2015 ካብ ተቀማጦ ሙኒኽ ዝተወልደ ብሰላም ተቀቢሉ።

(10)

ሰዓት

ኣብ ግዜኻ ምርካብ

ኣገደስቲ ቃላት

ብኽብረትካ ኣብ ግዜኻ ተረኸብ!

ሕላፍ ግዜ

ንሱ ግዚኡ ኣየኽብርን እዩ

ናይ መዓልቲ ግዜ

ከመይ ሓዲርካ ብገምጋም ካብ 6 ቅ.ቀ. ክሳብ 9 ድ.ቀ. ዘሎ ግዜ ንጥቀመሉ

ኣብ ሙሉእ መዓልቲ ንጥቀመሉ ከመይ ዊዒልካ, ኪ,

ካብ 7 ድ.ቀ. ክሳብ 10 ድ.ቀ. ኣብ ዘሎ ግዜ ንጥቀመሉ

ከመይ ኣምሲኻ.ኺ

ኣብ ግዜ ለይቲ ንጥቀመሉ ብሩኽ ለይቲ

(11)

ሰዓት ክንደይ ኮይኑ?

ኣብነታት

ሰዓት 3 ቅ.ቀ./3 ድ.ቅ ኮይኑ

ሰዓት 3:10 ቅ.ቀ./3:10 ድ.ቀ.

ሰዓት 3:30 ቅ.ቀ./3:30 ድ.ቀ.

ሰዓት 3:50 ቅ.ቀ./3:50 ድ.ቀ.

ሕጂ ሰዓት ክንደይ ኮይኑ?

ሰዓት...

ሓደ መዓልቲ 24 ሰዓታት ኢዩ

ሓደ ሰዓት 60 ደቂቅ ኢዩ

ሓደ ደቂቅ 60 ሰከንድ ኢዩ 1 ቅ.ቀ. ን 1ድ.ቀ... 1 ድ.ቀ. =

2 ቅ.ቀ. ን 2 ድ.ቀ... 2 ድ.ቀ. = 3 ቅ.ቀ. ን 3ድ.ቀ... 3 ድ.ቀ. = 4 ቅ.ቀ. ን 4 ድ.ቀ... 4 ድ.ቀ. = 5 ቅ.ቀ. ን 5ድ.ቀ... 5 ድ.ቀ. = 6 ቅ.ቀ. ን 6 ድ.ቀ... 6 ድ.ቀ. = 7 ቅ.ቀ. ን 7ድ.ቀ... 7 ድ.ቀ. = 8 ቅ.ቀ. ን 8ድ.ቀ... 8 ድ.ቀ. = 9 ቅ.ቀ. ን 9 ድ.ቀ... 9 ድ.ቀ. = 10 ቅ.ቀ. ን 10ድ.ቀ... 10 ድ.ቀ. = 11 ቅ.ቀ. ን 11ድ.ቀ... 11 ድ.ቀ. = 12 ቅ.ቀ. ን 12ድ.ቀ... 12 ቅ.ቀ. =

ግዜ ለይቲ...12 ቅ.ቀ. =

(12)

ብኣውቶቡስ ወይ ብ ትሕቲ መሬት ይጎዓዝ ኣለኹ

ናብ መኪና ይኸይድ ኣለዂ. ናብ መኪና ይጎዪ ኣለኹ. ኣውቶቡስ

ይጽበ ኣለኵ. ናብ መኪና ይስቀል ኣለኹ.

ኣብ ትኬት መቁረጺ ማሽን ትኬት የቁርጽ ኣለኹ.

2,70 € ከፊለ.

ኣብ ትኬት ማሽን ትኬት ይስርዝ ኣለዅ

ብኣውቶቡስ ይኸይድ ኣለኹ. ካብ ኣውቶቡስ ይወርድ ኣለኹ.

ናብ መዓርፎ ባቡር ይኸይድ ኣለኹ.

ኣብ ዕዳጋ ምስ የዕሩኽተይ ይራኸብ ኣለኹ.

(13)

ምኻድምኻድ ምኻድናብ አውተቡስ ምጉያይ ምጽባይ ን

ምስቃልአብ ውሽጢ ምዕዳግ ቲኬት

ናይ ቲኬት ማሽን ምኽፋል

ምስራዝምስግጋር ገለርያምውራድ...

ምርኻብየዕሩኽ

(14)

ዝብላዕን ዝስተን

አነ እበልዕ አለኹ:

ባኒ እንቋቁሖ ሓምሊ ኮሚደረ ሽጉርቲ

ካሮት ድንሽ ሩዝ ፓስታ ጻዕዳ ሽጉርቲ

ስጋ ስጋ ደርሆ ስጋ ከብቲ ስጋ በጊዕ

ዓሳ ፋርማጆ መዓር ማልማላታ ፉሩታ

ቱፋሕ ለሚን አራንሺ ባናና

ጨውን ቀመምን ሽኮር ባሽኮቲ ሕብስቲ ምቁር

ኣነ ስጋ ሓሰማ ኣይበልዕን እየ.

(15)

ብሩኽ መኣዲ!

ጸባ ጹሟቅ ኮኳ ኮላ ማይ ሻሂ ቡን

ይሰቲ ኣለኹ:

ድስቲ

ባዴላ

ብኬሪ

ጥርሙዝ

ሶፍቲ

ፋርኬታ

ብያቲ ማንካ

ካራ

ኩባያ ኣነ ኣልኮላዊ መስተ

ኣይሰትን እየ.

(16)

ናብ ዕዳጋ ምኻድ

እንታይን አበይን ይገዝእ?

ኣልባሳት

ኣብ መሸጣ ንብረት

ኣብ ሱፐር ማርኬ

ኣብ ፋርማሲ

ኣብ እንዳ ሕብስቲ ኣብ ፋርማሲ

መግቢ

ናይ ጽሬት ኣቅሑ

ኣገደስቲ ነገራት

ባምቡላታት

ኣቁሑ ኤለትሪክ እስተሽነሪ

መግቢ ኣገደስቲ ነገራት ናይ ጽሬት ኣቁሑ

ፓምፐር ሳሙና ሻምፖ

ሻምፖ

ዶዶራንት

ናይ ቆርበት ቅብኣ ኮልጌት

ብራሽ ናይ ንጽህናን

ጽሬትን ንብረት

(መንዲል ጽህና) ሞዴስ

ፕላስተር

መድሃኒት

ከኒና ባኒ

ቶርታ

ሕብስቲ ፓስተ

(17)

ኣብ ሱፐር ማርኬ

እንታይ ይርኢ ኣለኹ?

ኣቁሑ ኤለትሪክ እስተሽነሪ

ናይ ጽሬት ኣቁሑ

መድሃኒት

ከኒና

ዋጋ

ከብሒ

ተሓዚ ገንዘብ

ዓረብያ ናይ ድኳን

መኽዘን ጓሓፍ

ካሳ

ተሓጋጋዚት መሸጣ ጐሓፍ ኣብ እንዳ

ጐሓፍ ጐሓፎ!

ኣገዳሲ!

ብኽብረትካ እዚ ጸባ ክንደይ ኢዩ ዋግኡ? እዚ ጸባ 1,ይሮን 09 ሳንቲምን ኢዩ ዋግኡ.

ብኽብረትካ እዚ ኮሚደረ ክንደይ ኢዩ ዋግኡ? እዚ ኮሚደረ 2,ይሮን 29 ሳንቲምን ኢዩ ዋግኡ.

ብኽብረትኩም ጸባ ኣበይ ኣሎ? ጸባ ኣብዚ ኣሎካ.

ብኽብረትካ እቲ እንዳ ሕሳብ ኣበይ ኣሎ? ቅብሊት ኣብዚ ኣሎ.

ኣገዳሲ!

ኣነ ነቲ ተሓጋጋዚ መሸጣ ሓቲተዮ: እታ ተሓጋጋዚት መሸጣ ከምዚ

ኢላ መሊሳ ወይ መሊሱ: ቅብሊትኩም ሓዝዎ!

(18)

ናይ ጽድያን ክረምትን ክዳውንቲ

ናይ ምቆት ክዳውንቲ.

ማልያ

ቆቢዕ

ቍልፊ

ጃኬት ሰንደል

ጫማ

ጐና ክዳን ደቀ ኣንስትዮ

ካምቻ መንዲል ናይ ርእሲ

ጀለብያ ስረ

ስረ

ወቅቲ

ኣዋርሕ

ጽድያ ክረምቲ ቀውዒሓጋይ

ጥሪየካቲት መጋቢት ምያዝያግንቦት ሰነ ሓምለነሓሰ መስከረም ጥቅምቲ ሕዳርታሕሳስ

(19)

ኣብ ግዜ ቀውዕን ሓጋይን ዝኽደኑ ክዳውንቲ

ቍልፊ

ሰንደል

ጐና

ጎልፎ

መንዲል ናይ ርእሲ

ጃኬት ታይት

ካቦት

ካምቻ

ጫማ

ጃስማ

ስረ

ካልሲ

ቆቢዕ

ጃኬት

ሻርባ

ክዳውንቲ ንግዜ ቁሪ.

ናይ ኢድ ጓንቲ

(20)

ስድራ

ኣቦሓጎ/ዓባየይ ኣቦሓጎይ/ዓባየይ

እንዳ ኣቦሓጎ

ቆልዑ ሓፍቲ/ሓዉ

ወለዲ ኣደ/ኣቦ ማማ/ባባ

ኣነ ቆልዓ ኣለኒ

ኣነ ቆልዓ የብለይን ዓርከ መሕዛ

የዕሩኽ

ሓትነ ወይ ኣሞ/ኣኮ ወይ ሓወቦ

(21)

ኣነ ቆልዓ ኣለኒ

ኩነታት መርዓ

ተባዕታይ ኣንስታይ

ነጻ ምርዕው

ዝተፋተሐ ወይ ዝተፋተሐት

ሰብኣያ ዝሞታ ወይ ሰበይቱ ዝሞተቶ

(22)

ገጽ

ጸጉሪ

ሸፋሽፍቲ ኣይኒ

ዓይኒ

ግንባር

ቅርኒብ ዓይኒ

እዝኒ ኣፍንጫ

ከንፈር ኣፍ

ክሳድ መንከስ

ስኒ

መንኮብ

(23)

ክፍሊ ኣካላት

ቅርኒብ ዓይኒ

እዝኒ

ገጽ

ኣፍ ልቢ

ኣጻብዕቲ

ጽፍሪ ኢድ

ብርኪ

እግሪ

ከብዲ

ክሳድ

ርእሲ

ሕቆ

መንኩብ

ቅልጽም ብርኪ ኢድ

መሓውር

ኢድ

ዓባይ ዓባይቶ እግሪ

(24)

ጥዕናን ሕማምን

ኣነ ሙሉእ ጥዕና ኣለኒ.

ኣነ ሓሚመ ኣለኹ.

ኣነ ርእሰይ ሓሚመ ኣለኹ.

ሰዓል ኣለኒ.

ኣነ ናይ ክሳድ ቃንዛ ኣለኒ.

ኣነ ናይ ስኒ ቃንዛ ኣለኒ.

ኣነ ረስኒ ኣለኒ.

እስዕል ኣለኹ.

ይህንጥስ ኣለኹ.

ኣነ ናይ ከብዲ ቃንዛ ኣለኒ.

ኣነ ናይ ጁባ ሶፍቲ ይደሊ .

ይህንጥስ ኣለኹ.

ኣነ ኣብ ዶክተር ክርአ እየ.

ኣበይ እዩ እንዳመድሃኒት?

ኣነ መድሃኒት እደሊ ኣለኹ.

(25)

ሰዓል ኣለኒ.

አገዳሲ!

አምቡላንስ

ናይ ሓደጋ ጻውዒት 112

ሆስፒታል

ሓኪም ስኒ

ሓኪም

ተኻታታሊት ነብሰጾራት

ምሕረት የውርደልካ!

ይምሓርካ!

(26)

ዋንነታዊ ቅድመ ስም

ናተይ ቱፋሕ ናትካ ቱፋሕ ናትኪ ቱፋሕ

ናቱ ቱፋሕ ናታ ቱፋሕ ናቱ/ናታ ቱፉሕ

ናትና ቱፋሕ

ናትኩም ቱፋሕ

ናቶም ቱፋሕ ናትኩም ቱፋሕ

ናይ አኽብሮት

ናይ አኽብሮት

(27)

ናትኪ ቱፋሕ

እቲ ቱፋሕ

(28)

ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ መዓልታት ናይ ሰሙን

መዓልቲ መዓልታት

ሰሙን ሳምንታት

ኣብ ሰሙን 7 መዓልታት ኣሎ.

ሰኑይ ሰሉስ ረቡዕ

ሓሙስ ዓርቢ

ቀዳም ሰንበት

ሎሚ እንታይ መዓልቲ እዩ?

ሎም መዓልቲ ጽባሕ

ትማሊ

ቅድሚ ትማሊ ድሕሪ ጽባሕ

አገዳሲ!

ኩሉ ደብዳበታት ብህጹጽ ክፈቶ!

እታ ፖስጣ ዓቅባ!

ብልክዕ ክትርጉመልካ ዝኽእል ሰብ ሕተት!

ኣበይ ትነብር?

ኣነ ኣብ... (ከተማ) ይነብር...

ኣድራሻኻ?

ኣድራሻይ:

ጎደና ቁጽሪ ገዛ

ቁጽሪ ፖስጣ ከተማ

(29)

ዝርከብ ኣብ ገዛ?

ኣምፑል ኣርማድዮ

ፍንስቲራ

መዓጾ

መጋረጃ መሞቂ

ጠረጴዛ

ሰድያ

ኮቦርታ

ዓራት መተርኣስ

ቦርሳይ

ፓስፖርተይ

ክዳውንተይ ናተይ ተለፎን

መፍቱሐይ ናተይ ሳምሶናይት ናተይ ቦርቶፍልዮ ሰልደይ

ናተይ ንብረተይ:

(30)

ኣብ ገዛይ ዝሰርሖ ስራሕ?

ኮኢለ ኣለኹ. ይዛረብ ኣለኹ. ኣነ ይበልዕ ኣለኹ. ይሰቲ ኣለኹ.

ኣነ ይሓስብ ኣለኹ. የንብብ ኣለኹ. ይመሃር ኣለኹ. ይሰምዕ ኣለኹ.

ጎቦ ኮይነ ኣለኹ. ኣነ የጽሪ ኣለኹ. ይጽሊ ኣለኹ. ኣነ ደቂሰ ኣለኹ.

(31)

ኮኢለ ኣለኹ.

ኮፍ ምባል

ኣነ ኣብ ኩርሲ ኮፍ ኢለ ኣለኹ.

ይዛረብ ኣለኹ.

ምዝራብ

ምስ ኣዕሩኽተይ የዕልል ኣለኩ.

ኣነ ይበልዕ ኣለኹ.

ምብላዕ

ኣነ ባኒ ይበልዕ ኣለኹ.

ይሰቲ ኣለኹ.

ምስታይ

ኣነ ጽሟቅ ይሰቲ ኣለኹ.

ይሓስብ ኣለኹ.

ምሕሳብ

ኣነ ብዛዕባ መጻእየይ ይሓስብ ኣለኹ.

የንብብ ኣለኹ.

ምንባብ

መጽሓፍ የንብብ ኣለኹ.

የጽንዕ ኣለኹ.

ምጽናዕ

ኣነ ቋንቋ ጀርመን የጽንዕ ኣለኹ.

ይሰምዕ ኣለኹ.

ምስማዕ

ሙዚቃ ይሰምዕ ኣለኹ.

ጎቦ ኮይነ ኣለኹ.

ጎቦ ምዃን

ኣነ ኣብ ዓራት ብጎቦ ኮይነ ኣለኹ.

የጽሪ ኣለኹ.

ምጽራይ ኣነ ክፍሊ የጽሪ ኣለኹ.

ይጽሊ ኣለኹ.

ምጽላይ

ደቂሰ ኣለኹ.

ምድቃስ

ኣነ ኣብ ዓራት ደቂሰ ኣለኹ.

ሓደስቲ ቃላት

እንታይ

ምፍጻም

ኣብ ናተይ

ክፍሊ

ኩርሲ

ዓርኪ

ምስ

ባኒ

ጽሟቅ

መጽሓፍ

ጀርመን

ዓራት

ኣብ ላዕሊ

ኣብቲ ሙዚቃ

(32)

Referenzen

ÄHNLICHE DOKUMENTE