• Keine Ergebnisse gefunden

Handreichung Corona-Schutzimpfung Tigrinya

N/A
N/A
Protected

Academic year: 2022

Aktie "Handreichung Corona-Schutzimpfung Tigrinya"

Copied!
1
0
0

Wird geladen.... (Jetzt Volltext ansehen)

Volltext

(1)

DIE COVID-19-SCHUTZIMPFUNG

1

ናይ ኮቪድ 19 መከላኸሊ ክታበት

እቲ ክታበት ክሳብ ክንደይ ክጠቅም ይኽእል፧

እዚ ክታበት ካብ ከቢድ ሕማም ወይ ካብ ሞት‘ውን ይከላኸል እዩ። ዋላ‘ውን ድሕሪ ክታበት ሰብ ኮሮና እንተሓመመ ብፎኲስን ብዘይ ናይ ሕማም ምልክታትን ይሓልፈሉ። እዞም ክታበታት ዋላ‘ውን ነቲ ናይ ኮሮና ሓዲሽ ለውጢ ኣብ ጀርመን ተዘርጊሑ ዘሎ ይከላኸል።

እቲ ክታበት ውሑስ ድዩ፧

ኩሎም ኣብ ጀርመን ንጥቀመሎም ክታበታት ብጸቢብ ናይ ፍቓድ መርመራታት ዝሓለፉ እዮም። ጥቕሞም፡

ብቕዓቶምን ተጻዋርነት ናይ ሰብን ተመርሚሮም ንዕዳጋ ዝወረዱ ስለዝኾኑ፡ ልክዕ ከምቶም ካልኦት ክታበታት ውሑሳት እዮም።

እቲ ክታበት ክንደይ ኢዩ ዋግኡ መን‘ከ ክውጋእ ኣለዎ፧

እቲ ክታበት ብወለንታን ብነጻ ክፍሊትን ንኹሉ ወዲሰብ ልዕሊ 12 ዕድመ ዘለዎን እዩ።

ኣየኖት ኣሉታዊ ሳዕቤናት ኣለዎም፧

ድሕሪ ክታበት ንቕሩብ መዓልቲ ሕማቕ ክስመዓኩም ይኽእል እዩ። እዚ ማለት ንኣብነት ቃንዛ ኣብታ ዝተወጋእኩምላ ቦታ፡ ረስኒን ሕማም ርእስን ዘኣመሰሉ እዮም። እዚ ሳዕቤን ትርግሙ ሰውነትና ናይ ምክልኻል ሓይሊ ይፈጥር ከም ዘሎ ዘመልክቱ እዮም። ንነዊሕ እዋን ዝፍጠር ኣልቱታዊ ሳዕቤን ኣዝዩ ኣዝዩ ሳሕቲ የጋጥም እዩ። ናይ ኮሮና ክታበት ኣዝዩ ዝወሓደ ሳዕቤናት ኣለዎ ካብ ሕማም ለበዳ ኮሮና።

እቲ ናይ ክታበት መስርሕ ከመይ እዩ፧

መብዝሕተአን ዓይነታት ክታበት ክልተ ግዜ ኣብ ናይ ሰሙናት ፍልልይ ዘለዎ እዋን ይደሊ።

ክኽተብ ይደይል እየ፡ ምኽንያቱ…

ካብ ሕማም ኮሮናን ምስኡ ዝተሓሓዙ ሕዱር ሕማማትን ክድሕን ስለዝደሊ።

ተኸቲበ ንስድራቤተይ‘ውን ከውሕስ ስለዝደሊ።

ነገራት ናብ ንቡር ክምለስ ስለ ዝተመነኹ።

እቲ ክታበታት ውሕስነቶም ስለዝተረጋገጸ።

እቲ ክታበት ኣዝዩ ንኡስ ሓጺርን ነውሒን ሳዕቤናት ጥራይ ስለዘለዎ።

እቲ ክታበት ኣዝዩ ጠቓሚ ስለዝኾነ።

ዋላ‘ውን ንምቅይያራት ባህርያት ቫይረስ ክጠቅም ስለዝኽእል።

ተወሰኽቲ ሓበሬታ ብዛዕባ ናይ ኮሮና መከላኸሊ ክታበትን መን ክኽተብ ከም ዝኽእል ዘርኢ መብርሂታት ኣብዚ ትረኽቡ

www.gesundheit.bremen.de/corona/corona/impfen-38848

ሓበሬታ ዋላ‘ውን ብናይ ተሌፎን ደወል ኣብዚ 0421 5775 1155 ደዊልኩም ሓበሬታ ምርካብ ይከኣል።

www.zusammengegencorona.de/impfen

Referenzen

ÄHNLICHE DOKUMENTE

؟تسا رثوم هزادنا هچ ات نویسانیسکاو مئلاع نودب ای میلام رایسب یرمایب ،میوش تنوفع راچد نویسانیسکاو دوجو اب رگا .دوشیم گرم و دیدش یرمایب زا عنام نویسانیسکاو

I je veux me protéger contre une infection par le coronavirus et contre ses séquelles à long terme étant vacciné.e, je peux aussi protéger ma famille.. je souhaite retrouver une

All the Covid-19 vaccines used in Germany have undergone a rigorous approval process.. They are thoroughly checked for efficacy, quality and safety, and are just as safe as

vaccinul are efecte secundare minore de durată scurtă sau lungă.. vaccinul este

aşının kısa ve uzun vadeli yan etkileri çok düşük.. aşının etkisi son

؟حاقللا ةيلاعف ىدم ام ضارعأب ضرلما رميسف ،حاقللا يقلت مغرب صخشلا بيصأ اذإف .تولما نم لياتلابو ضرلما في ةيرطخ ةلحربم رورلما نم حاقللا يمحي .اينالمأ في

Ваксините са ефикасни и срещу мутациите на вируса, които са често срещани в Германия?. БЕЗОПАСНА ЛИ

• Menschen ohne Impfmöglichkeit schützen: Insbesondere immungeschwächte Men- schen und Menschen, die nicht geimpft werden dürfen (z. Schwangere und Kinder) können sich leider